Watch Eritrean mezmur orthodox bhxan hosaena
Watch Eritrean mezmur orthodox bhxan hosaena on WongelTube.com በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ፡ ኣሜን !!!
እንቋዕ እግዚኣብሄር ናብ ብርሃለ #ሆሣዕና ብሰላም ኣብፅኃና ።
ንዓመታ ከምዚ እዋን የብጽኃና ጎይታ (፪)
የብጽኃና ጎይታ (፪ ) ከምዚ ንዓመታ ( ፪)
ስብሃት ለእግዚኣብሄር ፣
ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ፣
ወለመስቀሉ ክቡር ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
።
ኣሜን ፫
Wongel Tube Ethiopian Orthodox Tewahido Mezmur and Sibket videos.