Quantcast
Channel: Amharic | WongelTube
Viewing all articles
Browse latest Browse all 317

New Eritrean Mezmur Orthodox Tewahdo “ኣብ ደገ ኮይነ እጽበ”💒

$
0
0

Watch New Eritrean Mezmur Orthodox Tewahdo “ኣብ ደገ ኮይነ እጽበ”💒



Watch New Eritrean Mezmur Orthodox Tewahdo “ኣብ ደገ ኮይነ እጽበ”💒 on WongelTube.com “ኣብ ደገ ኮይነ እጽበ”

ኣብ ደገ ኮይነ እጽበ ኪዳነ ምህረት
ይጽናናዕ ይሕጎስ ብልበይ
ኣደ ኣምላክ ጽዮን ማርያም( )
ጸግዐይ ኩንኒ ኣብ ኩሉ ዘመነይ(2)

ናይ መከራ ዘመን ሓሊፉ ከም ዋዛ
ናበኺ ለጊበ ድንግል ናተይ ቤዛ
ብምሕረት ወድኪ ብናትኪ’ውን ጸሎት
ባርያኪ ኣድሕንዮ ካብቲ ካልኣይ ሞት
“ኣደየ ስምኪ ክጽውዕ ሓዘነይ ንኩሉ ይርስዕ
ንብዓተይ ቅድሜኪ ፈሲሱ ብኢድኪ ኩሉ ተደሪዙ” ሰለም ለኪ
++++++++ኣዝ+++++++
ልበይ ተመሲጡ በቲ ናትኪ ፍቅሪ
ኣብ ቅድሚ ጸላእተይ ምድሓንኪ ከውሪ
ብለውሃት ፍቅርኺ ተመሲጠ’ለኹ
ዘመነይ ከሕልፎ ስምኪ እንዳጸዋዕኩ
“ኣደየ ……………………
ንብዓተይ …………..” ሰላም ለኪ
++++++++ኣዝ+++++
ኢደይ ባዶ ምስ ኮነ ፈተውተይ ሃደሙ
ካባኪ ክፈሉኒ ብዙሕ’ውን ደለዩ
ንሳ ከም ትህበኒ በሉ ተዓዘቡ
ኣደ ኣላትኒ ንዮሴየፍ መዝገቡ
“ኣደየ ………………….
ንብዓተይ ……………”ሰላም ለኪ
+++++++ኣዝ+++++++
ኣብ ዓውደ ምሕረቱ ኮይነ ይጽውዓኪ
ምስጋና ይብጻሕኪ ምስ ፍቁር ወድኪ
ንሓሳብኪ ምንም የለን ዝመስሎ
ዕረፍቲ ዝህበኒ ካልእ’ሞ መን ኣሎ
” ኣደየ …………………
ንብዓተይ ………….” ሰላም ለኪ
++++++++ኣዝ+++++++
Wongel Tube Ethiopian Orthodox Tewahido Mezmur and Sibket videos.


Viewing all articles
Browse latest Browse all 317

Trending Articles